12-18 ሓምለ
ዘዳግም 13-15
መዝሙር 38ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 14:21—ካብቲ ንማሕስእ ብጸባ ኣዲኡ ኣይተብስሎ ዚብል ሕጊ፡ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w06 1/4 31)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 13:1-18 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፡ መከራ—1ዮሃ 5:19 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ንሰማዕቲ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተቶም።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣይትጨነቕ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን፡ ዋላ እኳ ድኽነት እናሃለወ—ኮንጎ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 122
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 42ን ጸሎትን