16-22 ነሓሰ
ዘዳግም 27-28
መዝሙር 89ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 27:17—ሕጊ የሆዋ፡ ምልክት ዶብ ብጻይካ ምግዓዝ ዚኽልክል ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 360)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 28:1-14 (th መጽናዕቲ 11)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ሃቦ፡ ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣ።(th መጽናዕቲ 3)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lvs 234 ¶21-22 (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ ኣምላኽ ይገልጽ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 127፡ ኣብ ገጽ 291 ዘላ ሳጹን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 16ን ጸሎትን