ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’

‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’

እቶም ንየሆዋ ዚሰምዕዎ ዘበሉ ብዙሕ በረኸት ይረኽቡ እዮም (ዘዳ 28:1, 3-6w10 15/12 19 ¶18)

በረኸት የሆዋ ንእዙዛት ኣገልገልቱ ኼርክቦም እዩ (ዘዳ 28:2w01 15/9 10 ¶2)

የሆዋ “ብታሕጓስን ብሕጉስ ልብን” ክንእዘዞ እዩ ዚደልየና (ዘዳ 28:45-47w10 15/9 8 ¶4)

እዙዛት ኣገልገልቲ የሆዋ ሕጂ ማእለያ ዘይብሉ በረኸት፡ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኸኣ እቲ እተተስፈወ በረኸት ኬርክቦም እዩ።