23-29 ነሓሰ
ዘዳግም 29-30
መዝሙር 3ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 29:4—እስራኤላውያን መለበሚ ዝዀኑና ብኸመይ እዮም፧ (it-1 665 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 29:1-18 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ ዓድሞ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣ።(th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lvs 226-227 ¶3-5 (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንፈርሃት ዘይኰነስ፡ ንተባዓት ምሰሎም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 128
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 14ን ጸሎትን