26 ሓምለ–1 ነሓሰ
ዘዳግም 19-21
መዝሙር 141ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 21:19—እቶም ፈራዶ ኣብ ኣፍ ደገ ኸተማ ዚቕመጡ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ (it-1 518 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 19:1-14 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) bhs 138 ¶8 (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ብድሓን መገድኻ ኽትከይድ ኢኻ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ስለምንታይ ኢና ድሕንነትና ኽንሕሉ ዘሎና፧ ንድሕንነትና ኽንጥንቀቐሉ ዘሎና ነገራት እንታይ እዩ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 124
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 113ን ጸሎትን