ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ
ከተማታት ዕቝባ ብቐሊሉ ኽትበጽሐን ዚከኣላ እየን ነይረን (ዘዳ 19:2, 3፣ w17.11 14 ¶4)
ከተማታት ዕቝባ ንእስራኤላውያን ካብ ዕዳ ደም ንምዕቋብ እየን ዜገልግላ ነይረን (ዘዳ 19:10፣ w17.11 15 ¶9)
ንሓውና ምጽላእ ናብ ዕዳ ደም እዩ ዚመርሓና (ዘዳ 19:11-13፣ it-1 344)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ከምቲ የሆዋ ንህይወት ዘለዎ ኣረኣእያ ኸም ዘሎኒ ኸርእየሉ ዝኽእል ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧’