30 ነሓሰ–5 መስከረም
ዘዳግም 31-32
መዝሙር 78ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 31:12—ክርስትያን ወለዲ ነዚ መሰረታዊ ስርዓት እዚ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (w04 15/9 27 ¶11)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 32:36-52 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣቀራርባኻ ምስ ኵነታት እቲ ብዓል ቤት ብምስምማዕ እተገድሶ ጥቕሲ ኣንብበሉ። (th መጽናዕቲ 12)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w07 15/5 15-16—ፍረ ነገር፦ ደቅኻ ይዕዘቡኻ እዮም ዘለዉ! (th መጽናዕቲ 16)
ክርስትያናዊ ህይወት
ካብ ሰናይ ኣብነት እቶም ዚመርሑና ተምሃር፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ነቶም ዚመርሑና ንዘክሮም’ (እብ 13:7) ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ካብ ኣብነት ቶማስ ሱሊቫን፡ ጆርጅ ጋንገስ፡ ካርል ክለይን፡ ዳንኤል ሲድሊክ እንታይ ንምሃር፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 129፡ ኣብ ገጽ 294 ዘላ ሳጹን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 13ን ጸሎትን