ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሙሴ ንህዝቢ ኣምላኽ፡ ንየሆዋ ዜኽብር መዝሙር ኪዝምሩ ይምህሮም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር

ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር

ትምህርትና ኸም ኣውሊ ኪኸውን ይኽእል እዩ (ዘዳ 32:2, 3w20.06 10 ¶8-9፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

የሆዋ ኸውሒ እዩ (ዘዳ 32:4w09 1/5 14 ¶4)

ከምቲ ንስሪ ንጨቓዊቱ ዜዕቍቦም የሆዋ እውን ንህዝቡ የዕቍቦም እዩ (ዘዳ 32:11, 12w01 1/10 9 ¶7)

ክትምህር ከለኻ እትጥቀመሉ ጽቡቕ ምሳሌታት ካበይ ክትረክብ ትኽእል፧