5-11 ሓምለ
ዘዳግም 11-12
መዝሙር 40ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 11:29—እዛ ጥቕሲ እዚኣ፡ ፍጻመኣ ዝረኸበት ብኸመይ ክትከውን ትኽእል፧ (it-1 925-926)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 11:1-12 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ድንጋጽ ብምርኣይ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ፡ ክእለትካ ኣመሓይሽ—ድንጋጽ ብምርኣይ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፡ መከራ—ያእ 1:13 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ንሰማዕቲ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተቶም።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 121
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 73ን ጸሎትን