9-15 ነሓሰ
ዘዳግም 24-26
መዝሙር 137ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 24:1—ሓደ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኺፈትሓ፡ ሕጊ ሙሴ የቕልለሉ ኢልና ኽንድምድም ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧ (it-1 640 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 26:4-19 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 2)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w19.06 23-24 ¶13-16—ፍረ ነገር፦ መጻምድቶም ንዝሞቶም ከነጸናንዖምን ክንሕግዞምን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንዓበይቲ ኣንስቲ ኸም ኣዴታትካ ንነኣሽቱ ኣንስቲ ኸም ኣሓትካ ጌርካ ሓዘን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ ጉባኤ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኣርኢ—ንመበለታትን ንዘኽታማትን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 126
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 128ን ጸሎትን