1-7 ነሓሰ
1 ነገስት 1-2
መዝሙር 98ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 2:37, 41-46—ካብ ጌጋ ሺምዒ እንታይ መለበሚ ኽንረክብ ንኽእል፧ (w05 1/7 30 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 1:28-40 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣን ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባታትና ዓድሞን። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 20)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) km 15/1 2 ¶1-3—ፍረ ነገር፦ ካብቶም ኣብ ኣገልግሎት ውጽኢታውያን ዝዀነ ኣስፋሕቲ ተምሃር። (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ—ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ኣመልክት”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ—ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ኣመልክት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
“ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ—ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ—ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 11 ¶1-8፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 60ን ጸሎትን