ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧
[መእተዊ 1 ነገስት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ኣዶንያ ብሕቡእ ኪነግስ ውዲት ኣሊሙ እኳ እንተ ነበረ፡ ምሕረት ተገይሩሉ (1ነገ 1:5, 52, 53፣ it-2 987 ¶4)
ኣዶንያ ካብ ጌጋኡ ኣይተማህረን፡ ሳዕቤኑ ኸኣ ዓጺዱ (1ነገ 2:15-17, 22, 23፣ it-1 49)
ጥበበኛ ሰብ ካብ ጌጋኡ ይምሃር እዩ። ካብ ጌጋ ኻልኦት እውን ይምሃር እዩ።—1ቈረ 10:11።