ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ
የሆዋ ነቲ ጊብዖናውያን ዘጋጠሞም ግፍዒ ኣይረስዖን (2ሳሙ 21:1, 2)
ዕዳ ደም ሳኦልን ቤቱን ብብሩርን ብወርቅን ዚከሓስ ኣይኰነን (ዘሁ 35:31, 33፣ 2ሳሙ 21:3, 4)
ሸውዓተ ዘርኢ ሳኦል ምእንቲ ፍትሒ ተቐቲሎም (2ሳሙ 21:5, 6፣ it-1 932 ¶1)
ኣደዳ ግፍዒ ኽንከውን ከለና፡ ሮሜ 12:19-21 እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧