18-24 ሓምለ
2 ሳሙኤል 22
መዝሙር 4ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ሳሙ 22:36—ትሕትና የሆዋ ንዳዊት ዘዕበየቶ ብኸመይ እያ፧ (w12 15/11 17 ¶7)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 22:33-51 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ድማ ኣፋልጣ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 3)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w06 15/8 21 ¶7-8—ፍረ ነገር፦ ምንጪ ዅሉ ዜሕዝን ነገራት ሰይጣን ድዩ፧ (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
ብግብርታት ድሕነት የሆዋ ተሓጐሱ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣብቲ ኣብ ስሪ ላንካ ዝነበረ ውግእ ሓድሕድ፡ የሆዋ ንስድራ ቤት ሓውና ናሃሊንጋም ዝሓገዞም ብኸመይ እዩ፧ እዚ ተመክሮ እዚ እምነትካ ዘደልደለልካ ብኸመይ እዩ፧
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 10 ¶8-12፡ 10ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 72ን ጸሎትን