ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
የሆዋ ኣውያትና ይሰምዕ (2ሳሙ 22:7)
የሆዋ ኻብ ዝዀነ ይኹን ጸላኢ ይሕይል (2ሳሙ 22:14-18፣ cl 19 ¶11)
የሆዋ ምእንታና ብተኣማንነት ስጕምቲ ይወስድ (2ሳሙ 22:26፣ w10 1/6 26 ¶4-6)
የሆዋ ንፈተናታትና ኼወግዶ ኽእለት ኣለዎ። እንተዀነ ግና፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብመንፈስ ቅዱሱ፡ ብቓሉ፡ ብክርስትያናዊ ሕውነት ኣቢሉ እዩ ኽንዋጽኣሉ ዚሕግዘና። (መዝ 55:22) ሓገዝ ኣምላኽ ንምርካብ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧