22-28 ነሓሰ
1 ነገስት 7
መዝሙር 7ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብቲ ኽልተ ኣዕኑድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 7:23—ካብቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ዝነበረ ዓብዪ “ናይ ፍሲ ባሕሪ” እንታይ ንምሃር፧ (it-1 263)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 7:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚግበር ድማ ኣርእዮ። (th መጽናዕቲ 3)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 06 ነጥቢ 6ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
“ኣብ መስከረም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ፍሉይ ወፈራ”፦ (10 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ—መዝ 37:29 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንወፈራ እተገብረ ምድላዋት ግለጽ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 12 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ፡ ሳጹን 12ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 101ን ጸሎትን