ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧

መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧

ዳዊት ኣብ ዓውዲ ኣራውና መሰውኢ ኬቕውም መምርሒ ተዋሂብዎ (2ሳሙ 24:18)

ኣራውና ዓውድን ንመስዋእቲ ዚዀኑ እንስሳታትን ብሕያውነት ኪውፊ ደልዩ ነይሩ (2ሳሙ 24:21-23)

ዳዊት ዋጋ ዘይከፈለሉ መስዋእቲ ኣየቕረበን (2ሳሙ 24:24, 25it-1 146)

የሆዋ ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ ግዜና፡ ጕልበትና፡ ጥሪትና ብፍታው ክንውፊ ኸለና ይሕጐስ እዩ። (w12 15/1 18 ¶8) ንኣምላኽ እተቕርቦ “መስዋእቲ ውዳሰ” ንምውሳኽ እንታይ ሸቶታት ከተውጽእ ትኽእል፧—እብ 13:15