29 ነሓሰ–4 መስከረም
1 ነገስት 8
መዝሙር 41ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብትሕትናን ካብ ልቡን ዘቕረቦ ጸሎት”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 8:27—ሰሎሞን ከምዚ ኢሉ ምዝራቡ፡ እንታይ ማለቱ ኣይኰነን፧ (it-1 1060 ¶4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 8:31-43 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ድማ ኣፋልጣ። (th መጽናዕቲ 15)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) km 5/10 2—ፍረ ነገር፦ ክርስትያን ኣገልገልቲ ኺጽልዩ ኣለዎም። (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ንጸሎትካ ብኸመይ ከም ዝመለሶ ተስተብህል ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ “ሰማዕ ጸሎት” እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 12 ¶7-14
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 14ን ጸሎትን