ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብትሕትናን ካብ ልቡን ዘቕረቦ ጸሎት

ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብትሕትናን ካብ ልቡን ዘቕረቦ ጸሎት

ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ እቲ ንጽምብል እታ ቤተ መቕደስ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ፡ ልባዊ ጸሎት ኣቕሪቡ (1ነገ 8:22w09 15/11 9 ¶9-10)

ሰሎሞን ናብ ርእሱ ኣትኵሮ ኣይሰሓበን፡ ኣብ ክንዳኡስ ንየሆዋ እዩ ወዲስዎ (1ነገ 8:23, 24)

ሰሎሞን ብትሑት ልቢ ጸልዩ (1ነገ 8:27w99 15/1 17 ¶7-8)

ሰሎሞን ብፍላይ ነቶም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዚጽልዩ ጽቡቕ ኣብነት ይዀኖም እዩ። ኣብ እንጽልየሉ እዋን ኣትኵሮና ኣብ ሰባት ዘይኰነስ፡ ኣብ የሆዋ ኪኸውን ኣለዎ።