4-10 ሓምለ
2 ሳሙኤል 18-19
መዝሙር 138ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ባርዚላይ—ኣብነት ትሕትና”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ሳሙ 19:24-30—ኣብነት መፊቦሸት ኬበርትዓና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w20.04 30 ¶19)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 19:31-43 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዕላማ ኣምላኽ—ዘፍ 1:28 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። a ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 1)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w21.08 23-25 ¶15-19—ፍረ ነገር፦ ዓቕምና ኺድረት ከሎ እንታይ ኪብጻሕ ዚኽእል ሸቶታት ከነውጽእ ንኽእል፧ (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ—ፈላምነት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ትብዑ!—ኣቱም ፈለምቲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 9 ¶33-39፡ ሳጹን 9ረ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 145ን ጸሎትን