ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ባርዚላይ—ኣብነት ትሕትና

ባርዚላይ—ኣብነት ትሕትና

ባርዚላይ ብንጉስ ዳዊት ፍሉይ ዕድመ ቐሪቡሉ (2ሳሙ 19:32, 33w07 15/7 14 ¶5)

ባርዚላይ ትሑት ስለ ዝነበረ፡ ብኣኽብሮት ነቲ ዝቐረበሉ ዕድመ ኣይተቐበሎን (2ሳሙ 19:34, 35w07 15/7 14 ¶7)

ከም ባርዚላይ ትሑት ኩን (w07 15/7 15 ¶1-2)

ትሕትና ዓቕምና ኽንፈልጥ ትሕግዘና እያ። ንየሆዋ ምእንቲ ኸነሐጕሶ ትሑታት ክንከውን ኣሎና። (ሚክ 6:8) እዛ ባህሪ እዚኣ ብኸመይ እያ እትጠቕመና፧