ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ እንታይ እዩ፧ ጥቕሲ፦ ዘፍ 1:28 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧ ጥቕሲ፦ ኢሳ 55:11 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኺፍጽም ከሎ፡ ህይወት እንታይ ኪመስል እዩ፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ኣብ ሓምለ-ነሓሰ 2022 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ሓምለ-ነሓሰ 2022 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202022266/univ/art/202022266_univ_sqr_xl.jpg mwb22 ሓምለ ገጽ 16