10-16 ሓምለ
እዝራ 7–8
መዝሙር 82ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ባህርያት እዝራ ንየሆዋ ኽብሪ ኣምጺኡሉ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እዝ 8:1—ኣብ ባቢሎን ዝነበሩ ሓያሎ ኣይሁድ ምስ እዝራ ናብ የሩሳሌም ኪኸዱ ዘይደለዩ ስለምንታይ እዮም፧ (w06 15/1 19 ¶10)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዝ 8:21-36 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መከራ—1ዮሃ 5:19 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ንሰማዕቲ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚግበር ኣርኢ። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 50 ነጥቢ 1-5ን ኣብ ሳጹን “ትፈልጥዶ፧” ዘላ ንደቅኻ ኣዕቍቦም ዘርእስታ ቪድዮን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 134ን ጸሎትን