ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ባህርያት እዝራ ንየሆዋ ኽብሪ ኣምጺኡሉ

ባህርያት እዝራ ንየሆዋ ኽብሪ ኣምጺኡሉ

እዝራ፡ ቃል ኣምላኽ ንልቡ ኺትንክፎን ንባህርያቱ ኺጸልዎን ፈቒዱ (እዝ 7:10w00 1/10 14 ¶8)

ብእዝራ ኣቢሎም ካልኦት ንጥበብ ኣምላኽ ኣስተብሂሎምሉ (እዝ 7:25si 75 ¶5)

የሆዋ ኸም ዚመርሖን ከም ዜዕቝቦን ይተኣማመን ነይሩ፡ ከመይሲ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ትሑት እዩ ነይሩ (እዝ 8:21-23it-1 1158 ¶4)

እዝራ ጥበብ ኣምላኽ ስለ ዘርኣየ፡ እቲ ንጉስ ከቢድ ሓላፍነት ሂብዎ እዩ። ንሕና እውን ከም እዝራ ብባህርያትና ንየሆዋ ኽብሪ ኸነምጽኣሉ ንኽእል ኢና።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ሳላ ኣምላኻዊ ባህርያተይ፡ ዘይኣመንቲ እውን የኽብሩኒ ድዮም፧’