ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

14-20 ነሓሰ

ነህምያ 8–9

14-20 ነሓሰ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ነህ 8:2, 8—እቶም ተኣከብቲ ነቲ ዚንብብ ሕጊ “ብምስትውዓል ኪሰምዑ ዚኽእሉ” ኽነሶም፡ እቶም ሌዋውያን ዜብርሁሎም ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ (it-1 145 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ነህ 8:1-12 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት