ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እዝራ ንሰባት ሕጊ ኣምላኽ የንብበሎምን ንየሆዋ ይውድሶን

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”

“ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”

እዝራ ነቲ ሕጊ ኼንብቦ ኸሎ እቲ ህዝቢ ምእንቲ ኺሰምዕ ተኣኪቡ (ነህ 8:1, 2w13 15/10 21 ¶2፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ብኣምልኾ የሆዋ ዚሕጐስሉ እምበር፡ ብዝሓለፈ ሓጥያቶም ዚጕህዩሉ እዋን ኣይነበረን (ነህ 8:9, 11, 12)

ሓጐስ የሆዋ ንኣገልገልቱ ዕርዶም እዩ (ነህ 8:10w07 15/7 22 ¶9-10)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ጸገማት እናሃለወ ኽነሱ፡ ዝሕጐሰሉ እንታይ ምኽንያታት ኣሎኒ፧’