ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

17-23 ሓምለ

እዝራ 9–10

17-23 ሓምለ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ ስቓይ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዝ 10:44—እቶም ቈልዑ ምስ ኣዴታቶም እተሰደዱ ስለምንታይ እዮም፧ (w06 15/1 20 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዝ 9:1-9 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 150

  • ተኣዛዝነት የዕቍብ እዩ (2ተሰ 1:8)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ቅድሚ ኣርማጌዶን እንታይ እዩ ኪኸውን፧

    ሕጂ እዙዛት ምዃንና ብኸመይ ይጠቕመና፧

    ኣርማጌዶንን ተኣዛዝነትን ብኸመይ ይተሓሓዝ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 50 ነጥቢ 6-7ን ጽማቝን ክለሳን ሸቶን

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 133ን ጸሎትን