ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ ስቓይ

ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ ስቓይ

ገሊኦም እስራኤላውያን ምስ ኣምለኽቲ ጣኦት ዝዀና ኣንስቲ ተዋሲቦም (እዝ 9:1, 2w06 15/1 20 ¶1)

ነቲ ንጹር ትእዛዛት የሆዋ ዕሽሽ ኢሎምዎ (እዝ 9:10-12)

እቲ ዘይተኣዛዝነቶም ንርእሶምን ንስድራ ቤቶምን ብዙሕ ስቓይ ኣስዒቡሎም (እዝ 10:10, 11, 44)

ኵሉ ትእዛዛት የሆዋ ንጥቕምና እዩ። (w09 1/10 10 ¶6) ተኣዛዝነት ሕጂ ኻብ ብዙሕ ጓሂ ይሰትረና ኣብ መጻኢ ድማ መወዳእታ ናብ ዘይብሉ በረኸት ይመርሓና።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንየሆዋ ዘርእዮ ተኣዛዝነት ካብ ዘየድሊ ጓሂ ልቢ ዚሰትረኒ ብኸመይ እዩ፧’