ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ብሕታዊ መስዋእቲ ኣቕሪቦም

ንየሆዋ ብሕታዊ መስዋእቲ ኣቕሪቦም

ስድራ ቤታት ርስተን ሓዲገን ናብ የሩሳሌም ኪግዕዛ ተኣዘዛ (ነህ 11:1w98 15/10 22 ¶13)

እቶም ብፍታዎም ከምዚ ዓይነት መስዋእቲ ዝገበሩ ተባሪኾም (ነህ 11:2w86 15/2 26)

በረኸት የሆዋ፡ ወትሩ ኻብቲ እንኸፍሎ መስዋእቲ ንላዕሊ እዩ (ሚል 3:10w16.04 8 ¶15)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንየሆዋ ኸገልግል ኢለ መስዋእቲ ብምኽፋለይ፡ እንታይ በረኸት ረኺበ፧’