ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

24-30 ሓምለ

ነህምያ 1–2

24-30 ሓምለ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ጸለኹ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ነህ 2:4—ነህምያ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ ዝጸለየ ንፈለማ እዋን ድዩ ነይሩ፧ ካብዚኸ እንታይ ንምሃር፧ (w86 15/2 25)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ነህ 2:11-20 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 44

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—የሆዋ ንጸሎትና ይምልሶ ድዩ፧፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፡ እዛ ቪድዮ ብዛዕባ ጸሎት እንታይ ትምህረና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 51

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 102ን ጸሎትን