28 ነሓሰ–3 መስከረም
ነህምያ 12–13
መዝሙር 34ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ነህ 13:10—እቶም ዘመርቲ ኻብ ሌዋውያን እኳ እንተ ነበሩ፡ ከም ፍሉይ ጕጅለ እተረቝሑ ስለምንታይ እዮም፧ (it-2 452 ¶9)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ነህ 12:27-39 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ብዛዕባ ወብሳይትና ንገሮን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (th መጽናዕቲ 16)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 3)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 11 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
“ብተኣማንነት ንእትርአ ፍቕሪ የሆዋ ቕድሓያ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 55 ነጥቢ 5ን ጽማቝን ክለሳን ሸቶን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 84ን ጸሎትን