ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን

ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን

ዓሞናውያንን ሞኣባውያንን ቀደም ኣንጻር ህዝቢ ኣምላኽ ስለ ዝነበሩ፡ “ናብ ጉባኤ ኺኣትዉ” ኣይተፈቐደሎምን (ነህ 13:1, 2it-1 95 ¶5)

ሊቀ ኻህናት ኤልያሺብ ንሓደ ዓሞናዊ፡ ነቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ዝነበረ መመገቢ ኽፍሊ ኺጥቀመሉ ፈቐደሉ (ነህ 13:4, 5w13 15/8 4 ¶5-6)

ነህምያ ነቲ ምስ ጸላእቲ ኣምላኽ ዝነበረ መሰናድዎ ኸም ዜብቅዕ ብምግባር፡ እሙን ምዃኑ ኣርእዩ (ነህ 13:7-9)

ንየሆዋ ዘየፍቅሩ ኣዕሩኽ እንተ ሓሪና፡ ንየሆዋ እሙናት ኢና ኽንብል ንኽእል ዲና፧—w96 15/3 16 ¶6

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘የሆዋ ብዛዕባ ምርጫ ኣዕሩኸይ እንታይ ይስምዖ፧’