ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

3-9 ሓምለ

እዝራ 4–6

3-9 ሓምለ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ነቲ ዕዮ ዕንቅፋት ኣይትኹኑ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዝ 6:13—“ስግር እቲ ፈለግ” ዚብል መግለጺ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (w93 15/6 32 ¶3-5)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዝ 4:8-24 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት