ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንናይ ጕልበት ስራሕ ከም ዜሕስረካ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧

ንናይ ጕልበት ስራሕ ከም ዜሕስረካ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧

እቲ ሊቀ ኻህናትን ኣሕዋቱን፡ ዳግመ ህንጸት መካበብያ የሩሳሌም ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ገይሮም እዮም ርእዮምዎ (ነህ 3:1)

ገሊኦም ምርኡያት ሰብኡት፡ ኣብ ዕዮ ጽገና ንምስታፍ ርእሶም ኣየትሓቱን (ነህ 3:5w06 1/2 10 ¶1)

እሙናት ኣንስቲ ኣብቲ ኣጸጋምን ሓደገኛን ዕዮ ኺሳተፋ ፍቓደኛታት ነይረን (ነህ 3:12w19.10 23 ¶11)

ኣብ ጉባኤ ዚዕየ መብዛሕትኡ ንጥፈታት፡ ናይ ጕልበት ወይ ብዙሓት ሰባት ዘይርእይዎ ዕዮ ዜጠቓልል እዩ።—w04 1/8 18 ¶16

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ምእንቲ እቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኢለ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዕዮ ኺዓዪ ኸመይ ይስምዓኒ፧’—1ቈረ 9:23