7-13 ነሓሰ
ነህምያ 5–7
መዝሙር 17ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ነህምያ ኸገልግል እምበር፡ ኪግልገል ኣይደለየን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ነህ 6:13—ነህምያ ኣብቲ ቤተ መቕደስ እንተ ዚሕባእ ነይሩ፡ ሓጢኣት ዚኸውን ስለምንታይ እዩ፧ (w07 1/7 30 ¶15)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ነህ 5:1-13 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 6)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w13 15/5 7 ¶17-19—ፍረ ነገር፦ ዕዉታት ወንጌላውያን ንሓድሕዶም ይደጋገፉ። (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንዓና ንምግልጋል ይተግሁ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 53
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 35ን ጸሎትን