ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ መከራ ኻብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ኸም ዘይኰነ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ ጥቕሲ፦ ያእ 1:13 ንዚቕጽል፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧ እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦ T-34 ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧ ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:19 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና እንታይ ይስምዖ፧ እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦ T-33 ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣብ ሓምለ-ነሓሰ 2023 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ሓምለ-ነሓሰ 2023 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202023265/univ/art/202023265_univ_sqr_xl.jpg mwb23 ሓምለ ገጽ 16