11-17 ሓምለ
መዝሙር 69-73
መዝሙር 47ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ህዝቢ የሆዋ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣት ኣለዎም”፦ (10 ደቒቕ)
መዝ 69:9—ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዘሎና ቕንኣት ብንጹር ኪርአ ኣለዎ (w10 15/12 7-11 ¶2-17)
መዝ 71:17, 18—ብዕድመ ዝደፍኡ ክርስትያናት ንመንእሰያት፡ ቀናኣት ኪዀኑ ኺሕግዝዎም ይኽእሉ እዮም (w14 15/1 23-25 ¶4-10)
መዝ 72:3, 12, 14, 16-19—ቅንኣትና ብዛዕባ እቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ እተምጽኣሎም ነገራት ንኻልኦት ክንዛረብ ይድርኸና (w15 1/10 16 ¶3፣ w10 15/8 32 ¶19-20)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መዝ 69:4, 21—ኣብዚ ፍቕድታት እዚ ዘሎ ትንቢት ኣብቲ መሲሕ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/8 11 ¶17፣ w11 15/8 15 ¶15)
መዝ 73:24—የሆዋ ንኣገልገልቱ ናብ ክብሪ ዚመርሖም ብኸመይ እዩ፧ (w13 2/15 25-26 ¶3-4)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 73:1-28
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 ገበር
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምርህቲ 5 ¶3-4
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 44
“ንሓደ ዓመት ክትፍትኖ ትኽእልዶ፧”፦ (15 ደቒቕ) ነዛ ዓንቀጽ እዚኣን ነታ “መደብ ስሩዕ ፈላምነት” ዘርእስታ ዓንቀጽን ኣሕጽር ኣቢልካ ተመያየጠለን። ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ JW Broadcasting ዝወጸት፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እትረኽበሉ ዕዮ ምምራጽ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ እሞ ግለጻ። (ኣብ ትሕቲ VIDEO ON DEMAND > TEENAGERS ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 15-22፡ “ዘረባይ ሃናጺ ድዩ፧” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 42ን ጸሎትን