18-24 ሓምለ
መዝሙር 74-78
መዝሙር 9ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ግብርታት የሆዋ ዘክር”፦ (10 ደቒቕ)
መዝ 74:16፣ 77:6, 11, 12—ብዛዕባ ግብርታት የሆዋ ኣስተንትን (w15 15/8 10 ¶3-4፣ w04 1/3 19-20፣ w03 1/7 10 ¶6-7)
መዝ 75:4-7—ግብርታት የሆዋ፡ ንጉባኤኡ ዚኣልዩ ትሑታት ሰብኡት ምሻም እውን የጠቓልል (w06 15/7 11 ¶2፣ it-1-E 1160 ¶7)
መዝ 78:11-17—የሆዋ ምእንቲ ህዝቡ ዝገበሮ ነገራት ዘክር (w04 1/4 21-22)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መዝ 78:2—ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ዘሎ ትንቢት ኣብቲ መሲሕ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/8 11 ¶14)
መዝ 78:40, 41—ብመሰረት እዚ ፍቕድታት እዚ፡ ተግባራትና ንየሆዋ ኺጸልዎ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w12 1/11 14 ¶5፣ w11 1/7 10)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 78:1-21
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 16—ወፈያ ኺግበር ከም ዚከኣል ጥቐስ።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 16
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 5 ¶6-7
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 15
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’ ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ናብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ርአ።) ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ እተወሰነ ሕቶታት ሕተቶም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 1-4፡ “ኣብዚ በዓል እዚ ኽሓብርዶ፧”፡ “ጥበባዊ ውሳነታት ምግባር” ከምኡ ድማ “ኣብ በዓል ልደት ዚወሃብ መቝሽሽ ክቕበልዶ፧” ዘርእስተን ሳጹናት
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 25ን ጸሎትን