ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ይፍታሕ—መንፈሳዊ ሰብኣይ
ይፍታሕ ምስ ካልኦት ንዝነበሮ ዘይምርድዳእ ኣደቀሶ (መሳ 11:5-9፣ w16.04 7 ¶9)
ይፍታሕ ካብቲ የሆዋ ንህዝቡ ዝሓዘሉ መገዲ ተማሂሩ (መሳ 11:12-15፣ it-2 27 ¶2)
ይፍታሕ ኣብቲ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር፡ ማለት ኣብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ እዩ ኣተኵሩ (መሳ 11:23, 24, 27፣ it-2 27 ¶3)
ብኣየናይ መዳይ እየ መንፈሳዊ ሰብ ከም ዝዀንኩ ኼርኢ ዝኽእል፧