8-14 ሕዳር
እያሱ 20-22
መዝሙር 120ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ዘይምርድዳእ እንረኽቦ መለበሚ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 21:43, 44—መብዛሕትኦም ከነኣናውያን ብእስራኤላውያን ዘይተሳዕሩን ዘይተገዝኡን እኳ እንተ ነበሩ፡ እዘን ቃላት እዚኣን ሓቂ ዝዀና ግና ብኸመይ እየን፧ (it-1 402 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 20:1-21:3 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—ራእ 21:3, 4 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 139
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 139ን ጸሎትን