ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንሕዳር ዚኸውን ናይ ፈለማ ምብጻሕ (ፍሉይ ወፈራ)

ሕቶ፦ ዓመጻን ውግእን ብሓቂዶ ኼብቅዕ እዩ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 37:10, 11

ንዚቕጽል፦ ኣየናይ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ተስፋ ዚህበና፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

ንታሕሳስ ዚኸውን ናይ ፈለማ ምብጻሕ *

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ሮሜ 15:4

ንዚቕጽል፦ ኣየናይ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ተስፋ ዚህበና፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

ተመላሊስካ ምብጻሕ *

ሕቶ፦ ኣየናይ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ተስፋ ዚህበና፧

ጥቕሲ፦ ራእ 21:3, 4

ንዚቕጽል፦ ንመጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ክንርድኦ ንኽእል፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

^ ሕ.ጽ. 9 ^ ሕ.ጽ. 15 ነቲ ሕቶን ነቲ ንዚቕጽልን ምስ ኵነታት እቲ ኸባቢኻ ኸተተዓራርዮ ትኽእል ኢኻ።