ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ

የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ

የሆዋ ብርቱዕ ጥሜት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ንጽብሒቱ ኣኺሉ ዚተርፍ ምግቢ ኸም ዚህሉ ተዛሪቡ (2ነገ 7:1it-1 716-717)

ሓደ እስራኤላዊ ብዓል ስልጣን ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝኣተዎ ቓል ተጠራጢሩ (2ነገ 7:2)

የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ (2ነገ 7:6, 7, 16-18)

የሆዋ ጥፍኣት እዚ ስርዓት እዚ፡ ከይተሓስበ ብሃንደበት ከም ዚኸውን ተዛሪቡ እዩ። (1ተሰ 5:2, 3) ኣብ ቃል የሆዋ እምነት ከነሕድር ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧