ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ

ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ

የሆዋ ንየሁ ንቤት እቲ እኩይ ንጉስ ዝነበር ኣከኣብ ኬጥፍእ መዚዝዎ (2ነገ 9:6, 7w11 15/11 3 ¶2)

የሁ ብኡብኡ ንንጉስ ዮራምን (ወዲ ኣከኣብ) ንንግስቲ ኢዛቤልን (ሰበይቲ ኣከኣብ) ቀቲልዎም (2ነገ 9:22-24, 30-33w11 15/11 4 ¶2-3፣ ነታ “‘ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ—2ነገ 9:8’” ዘርእስታ ሰሌዳ ርአ)

የሁ ነቲ እተዋህቦ መዝነት ብትብዓትን ብቘራጽነትን ብቕንኣትን ፈጺምዎ (2ነገ 10:17w11 15/11 5 ¶3-4)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ነቲ ኣብ ማቴዎስ 28:19, 20 ዝርከብ መዝነት ኪፍጽም ከለኹ፡ ንየሁ ኪመስሎ ዚኽእል ብኸመይ እየ፧ʼ