ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ
የሆዋ ንህዝቅያስ ካብ ሕማሙ ኸም ዘይሓዊ ነጊርዎ (2ነገ 20:1፣ ip-1 394 ¶23)
እቲ እሙን ዝነበረ ህዝቅያስ ናብ የሆዋ ተማህሊሉ (2ነገ 20:2, 3፣ w17.03 21 ¶16)
ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ (2ነገ 20:4-6፣ g01 7/22 13 ¶4)
ጸሎትና የሆዋ ኺገብረልና ዘይመደቦ ነገር ንኺገብረልና ይድርኾ ይኸውን። እዚ ጸብጻብ ብጸሎት ክትጸንዕ ዝደረኸካ ብኸመይ እዩ፧