28 ሕዳር–4 ታሕሳስ
2 ነገስት 11-12
መዝሙር 59ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 12:1—የሆዋ ንህይወት ዮኣስ ዘድሓነሉ ኣገዳሲ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ (it-1 1265-1266)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 11:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባታትና ዓድሞን ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣን (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉን ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክትን። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 3)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 መእተዊ ኣዕሚቝካ ዅዓትን ነጥቢ 4ን (th መጽናዕቲ 6)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ክርስትያናት ኪመጣጠሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ክትመጣጠር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ (1ጢሞ 3:1) ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 16 ¶1-8፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 39ን ጸሎትን