ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ
ዓታልያ ንዘርኢ ንጉስ ኣጥፊኣ፡ ኣብ ይሁዳ ነጊሳ (2ነገ 11:1፣ it-1 209፣ ነታ “‘ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ—2ነገ 9:8’” ዘርእስታ ሰሌዳ ርአ)
የሆሸባ ነቲ ወራሲ ዝፋን ዚዀነ ዮኣስ ሓቢኣቶ (2ነገ 11:2, 3)
ሊቀ ኻህናት የሆያዳ ንዮኣስ ኣንጊሱ፡ ነታ ኻብ ቤት ኣከኣብ ናይ መወዳእታ ዝተረፈት ክትከውን እትኽእል እክይቲ ዓታልያ ቐቲልዋ (2ነገ 11:12-16፣ it-1 209)
ንምስትንታን ዚኸውን፦ እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ንሓቅነት ምሳሌ 11:21ን መክብብ 8:12, 13ን ዜረጋግጽ ብኸመይ እዩ፧