7-13 ሕዳር
2 ነገስት 5-6
መዝሙር 55ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 5:15, 16—ኤልሳእ ነቲ ንእማን ዘምጽኣሉ ገጽ በረኸት ዘይተቐበለ ስለምንታይ እዩ፧ ካብዚኸ እንታይ ንምሃር፧ (w05 1/8 9 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 5:1-14 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ብስራት—መዝ 37:10, 11 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 መእተውን ነጥቢ 1-3ን (th መጽናዕቲ 15)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ሃቡ”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚግበር ምይይጥ። ነታ ስለቲ ልግስኹም ነመስግነኩም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንኣሕዋት ነቲ ዝገበርዎ ልግሲ ዘርዚርካ ንኣዶም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 15 ¶8-14
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 34ን ጸሎትን