ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

11-17 ታሕሳስ

እዮብ 25-27

11-17 ታሕሳስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንጽህና ምሕላው ፍጽምና ዚሓትት ኣይኰነን”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 26:14—እቲ ብዛዕባ ፍጥረት ዘሎና ሒደት ፍልጠት፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ክንርዳእ ይሕግዘና፧ (w16.11 9 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 25:1–26:14 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት