ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ

ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ

ኤሊፋዝ ንእዮብ፡ ሰባት ንኣምላኽ ኬሐጕሱ ኸም ዘይክእሉ ነጊርዎ (እዮ 15:14-16w05 15/9 26 ¶4-5)

ኤሊፋዝ፡ እዮብ እኩይ ከም ዝዀነን በዚ ድማ መከራ ይወርዶ ኸም ዘሎን ኣሚቱ (እዮ 15:20)

ቃላት ኤሊፋዝ ንእዮብ ኣየጸናንዖን (እዮ 16:1, 2)

እቲ ኤሊፋዝ ንእዮብ እተዛረቦ ቓላት፡ ሓሶት እዩ ነይሩ። ከመይሲ፡ የሆዋ ንዕኡ ንምግልጋል እንገብሮ ጻዕሪ ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ። (መዝ 149:4) ጻድቕ እውን ከይተረፈ ጸገም ኬጋጥሞ ይኽእል እዩ።—መዝ 34:19

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ‘ንእተጨነቑ ኸነጸናንዖም’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧—1ተሰ 5:14w15 15/2 9 ¶16