ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

18-24 ታሕሳስ

እዮብ 28-29

18-24 ታሕሳስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 29:24—ካብ ኣብነት እዮብ እንታይ ንምሃር፧ (g01 8/1 23 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 28:1-28 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት